ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux
ኮምቮክስ Kommunal vuxenutbildning, komvux
ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux
Komvux ማለት ቤት ትምህርቲ ንዓበይቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትመሃረሉ እዩ።
2ይ ደረጃ ትምህርቲ Komvux ምስ ትውድእ ናብ ላዕለዋይ ናይ ዝለዓለ ትምህርቲ ወይ ዩኒቨርስቲ ከተመልክት ትኽእል።
ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ትምህርቲ ኣባጽሕን - Komvux! External link, opens in new window.