መሐንበሲ

ኣብ ምምሕዳር Söderhamn ብዙሓት ናይዉሽጢ ገዛ መሐንበሲ ኣለዉ ከሙዉን ጽቡቕ ኩነታት ኣየር ክህሉ ከሎ ካብ ገዛወጻኢ ብጣዕሚ ቡዙሓትን ዝተፈላለዩን ቀላያትን ባሕርታትን ናይ መሐንበሲ ቦታታት ኣለዉ።

ካርታ፣ መሐንበሲ ኣብ Söderhamn

ኣብ Söderhamn ናይ ስድራ መሐንበሲ- Aquarena – ናይ ማይ መንሸራተቲ ብተወሳኺ ዉን ቡዙሓት መሐንበሲ ባስካታት ኣለዉ።

ብዛዕባ ሕግታት መሐንበሲ ኣብ Aquarena ዘሪ ፊልም ኣለኩም ኣብዚ:

ምጥቃም ሞባይል ተለፎን ኩልኩል ዩ ኣብ ዉሽጢ መሐንበሲ Aquarena ከሙዉን ኣብ መቀየሪ ክዳን።ሕቶ ተሃሊኩም ንኣኣባላት ሕተቱ።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se