ኣብ Söderhamn ዝርከቡ ኩሎም ናይ ምምህዳር (kommun) መዐሸጊ መካይን ብነጻ ክፍሊት ንጥቀመሎም። እቶም ዝበዝሑ ኣብ ዉሽጢ ከተማ ዚርከቡ መዐሸጊ ቦታ ናይ ግዜ ገደብ ኣለዎም።
ኣብ ማከል ከተማ ዝርከቡ ታበላታት ይሕብሩና ኣብ ቅድሚት ናይ ማኪና ከነቀምጥ እቲ ናይ መዐሸጊ ሰዓታት ዝሕብር ካርድ (parkeringsskiva)።
እንተደኣ ናይ መዐሸጊ ካርድ (parkeringsskiva) ዘይሃሊካ መጺኻ ክትወስድ ትኽእል ካብ Rådhuset, Förvaltningshuset, ሙጹና Söderhamn (Köpmangatan 11), Kundtjänst (Faxholmsgatan 3) ወይ ኣብ ናይ ነዳዲ መዐደሊ ኣብ ማከል Söderhamn።
Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn
0270-75000
info@soderhamn.se
© Copyright 2017 informationsoderhamn.se