ካርታ፣ ምእለይ ኣረጋውያን

ኣብዚ ምምሕዳር ሶደርሃምን ዝተፋላለየ መአለይ እረጋውያን ኣሎ።ኣብዚ ብምጥዋቅ ኩሉ ካርታ ክትሪኡ ትኩኡሉ

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se