ንግዝያዊ ምእለይ ኣረጋውያን

ንናይ ሓጺር ግዜ ኣገልግሎትን (Korttidsboende) ምልምማድን ትረኽበሉ ብናይ ምምሕዳር ዝግበረልካ ግዚያዊ ምእለይ ክፍሊ እዩ።

ሓደ ካብ ስድርኡ ወይ መቕርቡ ኣብ ገዝኡ ንዝኣሊ ዘሎ ሰብ ዕረፍቲ ክረክብ ምሉእ መሰል ኣለዎ። ስለዚ ዕረፍቲ ኣብ ዝወጻኻሉ ግዜ ንሓጺር ግዜ ኣብ ናይ ግዚያዊ መእለይ ኣረጋውያን ኣብ ዝመረጾ ቦታ ክእለ ይጸንሕ።

 

ሕቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ኣድራሻ ርኸቡና፡
”Omvårdnad Direkt”
ካብ ሶኒ – ዓርቢ 8:00-16:30
ቴሌፎን – 0270-756 56

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se