ምሃብ ኣገልግሎት

ሓደ ሰብ ወዲ 67 ዓመት ወይ ካበኡ ንላዕሊ ኮይኑ ኣብ ምጽግጋን ገዛ ሓገዝ ምስ ዝደሊ ናብ ወሃብ ኣገልግሎት (Fixartjänst) ይውከስ። ንኣብነት ከም ምቕያር ልቺን መጋረጃን።

ብነጻ ዝወሃብ ኣገልግሎት አዩ ንብረት ግን ባዕልኻ ክትከፍሎ ኣለካ።

እቲ ስራሕ ናይ ሞያ ኪኢላታት ዝሓትት ተኾይኑ ንኣብነት ከም ምጽጋን መስመር ማይን ናይ ኤለክትሪክ ስርሓትን ግን ኣየጠቓልልን እዩ።

ንዝበለጸ ሓበሬታን ግዜ ንምሓዝን ምስ ወሃብ ኣገልግሎት (Fixartjänst) ተራኸቡ።

ቴሌፎና 0270-758 80.

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se