ምእለይ ኣረጋውያን

ንስኻ ወይ ኣዝማድካ ምስ ትኣርጉ ኣብ ገዛኻ እንዳ ተመላለሰ ወይ ኣብ ናይ ኣረጋውያን ዝቕመጥሉ ቦታ ብምውሳድ ከም ትእለዩ ይገብር። ዝተፈላለየ ዓይነት ሓገዝን ዝተፈላለየ ናይ መንበሪ ቦታን ስለ ዘሎ እንታይ የድልየካ ይርአ። ምምሕዳር ከተማን ንስኻን ወይ ወኪል ናትካ መቕርብካን እቲ ትደልዮ ሓገዝ ብምዝርራብ እንታይ ዓይነት ሓገዝ ከም ዝግበረልካ ይውሰነልካ።

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se