ኣብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ንስኻ ብ ሓደ ሞያ ክትስልጥን ትኽእል።
እቲ ሞያዊ ትምህርቲ ድሕሪ 2ይ ደረጃ ትምህርቲ ዝውሰድ ኮይኑ ካብ 1 ክሳብ 3 ዓመት ግዜ ይወስድ፣ እቲ ክለሳ ሓሳብ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ አቲ ግብራዊ ከኣ ኣብ ቦታ ናይ ስራሕ ትመሃሮ።
ናብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ንምምልካት ዝኮነ ናይ ዕድመ ገደብ የብሉን።
ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ External link, opens in new window.!
Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn
0270-75000
info@soderhamn.se
© Copyright 2017 informationsoderhamn.se