ፍሉይ ናይ ዓበይቲ ትምህርቲ ንስንኩላን

እቶም ናይ ምምዕባል ጸገም ወይ ናይ ሓንጎል ጸገም ዘለዎም ካብ 20 ንላዕሊ ዝዕድሚኦም መሰል ኣለዎም ፍሉይ ናይ ዓበይቲ ትምህርቲ ንስንኩላን ክረክቡ።

አቲ ትምህርቲ ብመጽናዕቲ ዝተገብረ ኮይኑ በቲ ናትካ ዓቅሚ ናይ ምዕባለን ክእለቲን ዝተዳለወ እዩ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ፍሉይ ናይ ዓበይቲ ትምህርቲ ንስንኩላን። External link, opens in new window.

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se