ናይ ቤት ትምህርቲ መግቢ

ክልተ ዓይነት ኣማራጺ ቀረብ ናይ መግቢ ኣሎ ሓደ ካብኦም ከኣ ኣሕምልቲ (vegetarisk) እዩ።

ናይ መግቢ ኣለርጂ ተገርሉ ነቲ ኮልዓ ካሊ ዓይነት ንዑኡ ዝሳማ ማ ዕ መግቢ ኣማራጺታት ይረኪብ።ኣብዚ ከተመልክቱ ትኽሉ ብዛዕባ ዝተፈለየ መግቢ።

ኣብዚ ተወከሱ ዘተፈለየ መግቢ ምስእትደሊዩ። Opens in new window.

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se