መዛናግዒ ማእከል ንህጻናት

ወለዲ ደቖም ናብ መዋእለ ህጻናት ዘይ ከዱ እንተ ደኣ ኮኢኖም ኣብ መዘናግዒ ማእከል ንህጻናት ክወስድዎም ይኽእሉ።

መዘናግዒ ማእከል ንህጻናት መራኸቢ ቦታ ናይ ወለድን ኮልዑን እዩ። ትምህርታዊ ንጥፈታት ኣብ ምምዕባል ቓንቓን ኣብ ነንሕድሕድ ሓባራዊ ምትሕንፋጽን ዘተኮረ ኣለዎ።

መዘናግዒ ማእከል ንህጻናት ሓደ ክፋል ናይ ማእከል ስድራቤት (familjecentralen) ኮይኑ ኣብ መወከሲ ጥዕና ሰደርሃምን ኣብ ቕጽሪ 19 ይርከብ።

ኩሎም ቖልዑ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ዝርከቡ ካብ 0 ክሳብ 5 ዓመት ምስ ወለዶም ስራሕና ንምልላይ ክበጽሑና ንዕድም።

ናይ ስራሕ ሰኣዓታት ኣብዚ ተወከሱ! External link, opens in new window.

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se