ንሓደሽቲ በጸሕቲ ስደተኛታት ህጻናትን መንእሰያትን

ንሓደሽቲ ተምሃሮ ኣብዚ ምምሕዳሓደር ናይ Söderhamn ሓደ ፉሉይ ሰብ ሓላፍነይወስደሎም። እቲ ውልቀ ሰብ ሓበረታ ናይቲ ተማ ሃራይ ካብ ም ም ሕ ዳራር Migrationsverket. ማ ሕበርራዊ ኣባላት. ካብ ኣላያኡ .ወይ ድማ ናይ ውልቁ ርክብ ምስ በትምህርቲ ክገብር ይኽእል። ደቅኹም ኣለይቲ ይረኽቡ ድሕሪ መልእኽቲ ናይ ቦታን ግዜን ብተለፎን ምዝርራብኩም።

ኣብቲ ናይ ተለፎን ዝርርብ ትረክብ ሓበረታታት ናይቲ ቤትምህርቲ ካብቶም ኣለይቶም፣ትምርቲ ቃንቃ ኣደ፣ዝተፈላለየ መግቢን ካልእ መሰላትካን ዘገድደካን። ኣለይቲ ናይ ኮልዑ ካብ 1 ክሳብ 5 ዝድሚ ኣኦም ባዕሎም ሃላፍነት ይወስዱ ኣብ ምምልካት ወይ ምድላይ መባእታዊ ትምህርቲ ።

ኣብዚ ዉሽጢ 2 ወርሒ ድሕሪቲ ተማሃራይ ትምርቲ ምጅማሩ ናይቲ ተማሃራይ ካርታ ይዳለወሉ። እቲ ካርታ ነቲ ተማ ሃራይ ም ዕባለ ታቱ ኣብ ቃንቃ ን መርመራታት ናይ ዝሓለፈ ዝተምሃሮ ን ሞዕባለታቱ ኣብ ቆንቆን ቁጽርን ኣብ ካላኦት ዓይነታት ትምህርትን።

Söderhamns kommun, 826 80 Söderhamn

0270-75000

info@soderhamn.se

© Copyright 2017 informationsoderhamn.se